Friday , March 29 2024
ስእሊ: Sakchai Lalit/AP/TT

ሓድሽ ንጉስ ታይላንድ ዘውዲ ደፊኡ።

ሓድሽ ንጉስ ታይላንድ ቫጂራሎንኮርን ብክብ ዝበለ ጽንብል ዘውዲ ደፊኡ።

ናይ ሰለስተ መዓልታት ናይ ንግስነት ጽንብል ብምሕላፍ ድሕሪ ሰብዓ ዓመታት ሓድሽ ንጉስ ታይላንድ ዘውዲ ምርካባ ተፈሊጡ።

እቲ ጽንብል ናይ ቡድሃነትን ሂንዱነትን ትውፊታት ብተዛነቕ ዝቐርበሉ ኮይኑ ኣማኢት ዓመታት ዝገበረ ልምዲ ምዃኑ ይፍለጥ።

ዘውዲ ንጉስ ቫጂራሎንጎርን 7.3 ኪሎ ዝምዘን ኮይኑ ብምስሊ መንበሪ ጣኦት ኢንዲራ ዝተሰርሐ እዩ ይበሃል።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com