Wednesday , April 24 2024

መራሒት ሰልፊ ሊበራል ሳቡኒ ን ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ንጉስ ኢኻ ብምባል ኣድናቖታ ትገልጽ።

መራሒት ሰልፊ ሊበራ ኒማኮ ሳቡኒ ኣ ንወዲ 20 ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ካብ ደገፊ ሃገራዊት ጋንታ ሩምንያ ኩዕሶ ኣብ ዝሕዘሉ ግዜ ንዝወረዶ ናይ ዓለትነት ጸርፊን ንዝድርበየሉ ዝነብረ ዝተፈላለየ ነገራት ተጻዊሩ ንዘርኣዮ ትዕግስቲ ንስኻ ንጉስ ኢኻ ክትብል ገሊጻቶ። ንሳ ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ ሰልፊ ሊበራል ኣብ ዘስምዓቶ መደረ ንመላእ ኣብላት እታ ጋንታ ናይ ዮሃና ድሕሪ ምባል ” ሓደ ካብ ኣብላት ጋንታና ግዳይ ዓሌትነት ጸርፊ ኮይኑ እዩ ስለዚ ነቲ ጽንዓቱ ካብና ምስጋና ይብጻሕካ ኣሌክሳንደር ንሳካ ናይ ብሓቂ ንጉስ ኢካ” ብምባል መጎሳ ገሊጻ።

በዚ መስረት ሰልፍና ምስ  ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ብሙዃን ሰኑይ ምሸት ናይ መዛዘሚ ጸወታ ምስ ደሴታት ፋርኦስ ኣብ ከተማ ስቶኮሆልም ስታድዮም ኣሬና ኣብዝህሉ ጸወታ ኣብ ጎኒ ኣሌክሳንደር ኢሳቅ ብሙዃን ነቲ ዝግበር ጽብል ምስታፍ ናብ ዋንጫ ዩሮ 2020 ክጽንምብልዎ ሙዃኖም ሓቢራ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com