Friday , April 19 2024

መንግስቲ ሽወደን ኣብ ጒዳይ ጾታዊ መጥቃዕቲን ምኽንሻብ ጓለንስተይቲን ጽኑዕ ሕግታት ይድንግግ።

መንግስቲ ሽወደን ኣብ ጒዳይ ጾታዊ መጥቃዕቲን ምኽንሻብ ጓለንስተይቲን ዝጸንሐ ውሱንነት ሕጊ ብምልዓል ማዕረ ቅትለት ከም ገበን ዝረኣይሉ ሓድሽ ሕጊ ከተኣታቱ እዩ። እንተኾነ ግና ካብ ቆንስል ሓጋጊ ኣካል ሽወደን ድሕሪ ዝተረኽበ ምኽሪ ከምኒ ገፋዒ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ህጻናት ዘኣመሰሉ ገበናት ካብዚ ክወጹ ከም እተገብሩ ድማ ተገሊጹ። ሚኒስተር ፍትሒ ሽወደን ሞርጋን ጆሃንሰን ብዘይካዚ ኣብ ልዕሊ ብጹሓት ዕድመ ንዝወርድ መጥቃዕቲ ዘሎ ናይ ሕጊ ውሱንነት ንምልዓል መደብ ምህላዉ ንሬድዮ ሽወደን ሓቢራ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com