Friday , March 29 2024

ማሕበር ግብረ-ሰናይ ነርሰስ ፎር ረፍዩጅስ ኣብ ነርወይ

ኣብ ምሕጋዝ ኤርትራውያ ስደተኛታት ኣብ መዓስከራት ሱዳን ኣተኲሩ ዝሰርሕ ዘሎ ኣብ ነርወይ ዝመደበሩ ማሕበር ግብረ-ሰናይ ነርሰስ ፎር ረፍዩጅስ (Nurses for refugees) ቀዳም ዕለት 16 ሕዳር ባህላዊ መደብ ኣካዪዱ። ዕላማ ናይቲ መደብ ድማ ባህልን ኣመጋግባን ናይ ኤርትራን ካልኦት ከባቢታት ዓለም ምልላይን ብኡ ኣቢልካ ድማ ንሓገዝ ስደተኛታት ዝውዕል ኣታዊ ንምርካብ እዩ። 1

እዚ ማሕበር ኣብ ሓጋይ 2018 ብረጃእ ኣበራን ኣበባ ሰይድን ተመስሪቱ። ዕላምኡ ከኣ ብ “ፕሮጀክት ኣፍረይቲ ስድራ ቤታት” ዝጽዋዕ መደብ ገይርካ ስደተኛታት ስድራ ቤታት ምሕጋዝ እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com