Tuesday , April 16 2024

ምምሕዳር ቤተመዘክር ቫሳ ዓመት ምሉእ ክፉት ክኸውን ምውሳኑ ተገሊጹ።

ምምሕዳር ህቡብ ቤተመዘክር ስቶክሆልም ቫሳ ሙዜት ዓመት ምሉእ ክፉት ክኸውን እዩ። እዚ ምስቲ ዝጸንሐ ኣብ ዓመት ኣርባዕተ ግዜ ዕጹው ምንባሩ ብምምላካት እዩ ከም ሓድሽ ውሳነ ዝውሰድ ዘሎ። ዳይረክተር እዚ ቤተመዘክር ሊሳ ማንሰን እዚ ኣብ ዡርጋርደን ዝርከብ መዓጹ ኣብ መዓልቲ ልደትን ሓድሽ ዓመትን ከይተረፈ ንበጻሕቲ ክፉት ክኸውን እዩ። ካልኦት ፍሉጣት ኣብያተ መዘክር ሽወደን እንተላይ ኒርዲስካ፥ ኣባሙሴትን ስካንሳን ዓመት ምሉእ ማዕጾኦም ርሑው ምዃኑ ዝፍለጥ እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com