Thursday , March 28 2024
Nick Potts/TT

ርያል ማድርድ ምስ ኣሰልጣኒ ኮንተ ተሰማሚዓ

ኣብ ክራማት ድሕሪ ክርስትያኖ ናብ ኢጣልያዊት ጁቨንቱስ ምስግጋሩን ኣሰጣኒ ዜዳን ካብ ምስልጣን ብወለንትኡ ካብ እዛ ጋንታ ምእላዩን ክለብ ርያል ማድሪድ ተወዳዳሪት ክትከዉን ይትረፍስ በተን ዝተሓታ ክለባት ከይተረፈ ክትድፈርን ብተኸታታሊ ን ኣርባዕተ ጸወታ ስዕረት ተሓሪምዋ ትርከብ።

ማድሪድ ድሕሪ ናይ ሳልሳይ ተከታታሊ ዓወት ቻምፕዮን ሊግ ኤውሮጳ ኣብ ምጅማር ናይዚ ወቅቲ ኣካይድቲ እዛ ክለብ ንኣሰልጣኒ ጁለን ለብታጎ ካብ ኣብ ሃገራዊት ጋንታ ስጳኛ ብምቁጻር እዮም ፈሊሞሞ።

ALBERT GEA/TT

እንተኾነ ቁሞና ማድሪድ ክቕጽልስ ይትረፍ ብ መቓናቕንታ ክለብ ባርሳ ኣብ ናይትማሊ ግጥም ኣል ክላሲኮ 5 ብ 1 ድሕሪ ምድሃካ ንኣካይድቲ እዛ ጋንታ ደገፈቲ እዛ ክለብን ከ ስንባደ ብምፍጣሩ ሓደሽ ኣሰልጣኒ ኣብ ምንዳይ ብምእታው እንሆ ሎሚ ምስ ዝሓለፈ ክራማት ካብ ኢንግሊዛዊት ክለብ ቸልሲ ዝተባረር ኢጣልያዊ ኣንቶንዮ ኮነት ብ 10 ሚልዮን ፓውንድ ንዓመት ክኽፈሎ ተሰማሚዖም ክትብል መርበብ ሓበሬታ ጎል ደት ኮም ኣብ ገጻታ ኣስፊራ።

እሞ ሕጂከ ናብ ንቡር ብቕዓታ ትምለስ ዶ ትኸዉን ወይስ.

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com