Thursday , March 28 2024

ሳድዮ ማነ “ብሉጽ ተጻዋታይ ኣፍሪቃ 2019” ተሰይሙ፣

ምስ ሊቨርፑል ኮይኑ ጽቡቅ ናይ ጸወታ ግዜ፡ዘሕልፍ ዘሎ ሰኔጋላዊ ሳዶ ማነ፡ንወዲ ጋንቱ ግብጻዊ ማሓመድ ሳላሕን፡ን ኣልጀራዊ ማህረዝ ኣኸቲሉ በሊጹ ዝበለጸ ተጻዋታይ ኣፍሪቃ ተባሂሉ ተሸሊሙ።ማነ ኣብ ሽልማት ቦሎን`ዶር መበል ራብዓይ ደረጃ ከም ዝሓዘ ይዝከር።

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com