Friday , April 19 2024

ሽወዓት ሰባት ሓደጋ በርቒ የጋጥሞም !!

ኣብ ከተማ ኡብቪድንግ (Uppvidinge) ደቡባዊ ክፋል ሽወደን ሽውዓተ ሰባት ድሕሪ ብበርቒ ምውቕዖም ናብ ሆስፒታል ከምዝተወስዱ ፖሊስ እዛ ከታማ ሓቢሩ።

ዝበዝሑ ግድያት ካብ ጀርመን ዝመጹን ኣብ ክሊ ዕደመ 14ን 15ን ዕደመ ዝረከቡ ኮይኖም ኣብቲ ከባቢ ሲጋብ 100 ዝኾኑ መንእሰያት ኣብ እቲ ምምሕዳር ዘዳለዎ ሰሚናር ክካፈሉ ዝመጹ ሙኻኖም ተሓቢሩ።

ብተወሳኺ ፖሊስ እዛ ከተማ ከምዝሓበሮ ዝኾነ ከቢድ ሓደጋ ከምዘየጋጠመ እቶም ቁሩብ ናይ ምቅጻል ኣብዞም ሸውዓት ከምዝጋጠሙ ንዝያዳ ድሕነት ኣብ ሆስፒታል ከምዝርከቡ ገሊጹ ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com