Friday , March 29 2024

በዓልመዚ ኢሚግሬሽን ዝበዝሑ ግዜያዊ ፍቓድ ዝነበሮም ከናውሑ እዮም ኢሉ!!

በዓልመዚ ኢሚግሬሽን ዝበዝሑ ግዜያዊ ፍቓድ ዝነበሮም ከናውሑ እዮም ኢሉ!!

 ዝበዝሑ ኣብ ቀረባ እዋን ግዜኦም ዝሓልፎም ግዜያዊ ፍቓድ መንበሪ ክሕደሱ እዮም ክብል Magnus Bengstton ኣፍሊጡ ክብል ኣገልግሎት ዜና ሽወደን ሓቢሩ’ሎ። ክሳብ 300 ሽሕ ዝበጽሑ ግዚያዊ ፍቃድ ዝጸንሖም ኣብዚ ዓመት ክናውሑ ትጽቢት ከምዘሎን ካብኣቶም ድማ 14 ሽሕ ሶርያውያን 4200 ኣፍጋንስታውያን ከምእውን ውሑድ ኣሻሓት ቁጽሮም ኤርትራውያን ሶማልን ዒራቕን ይርከብዎም።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com