Friday , April 19 2024

ብብዝሒ ሰራሕተኛታት ካብ ዝቀነሳ ጽላታት ስራሕ ሽወደን።

TT ካብ 1መጋቢት ክሳብ 17 ግንቦት ኣብ ዘሎ ግዜ 73000 ሰባት ካብ ስራሕ ደው ከምዝበሉን ብጠቅላላ ኣብ ስዊድን ከምደለይቲ ስራሕ ዝተመዝገቡ ሰባት ቁጽሪ 430000 ክበጽሕ ከሎ፣እዚ ማለት ከኣ 8.4% ካብ ህዝቢ ስዊድን ምዃኑ ተገሊጹ::

እቶም በዚ ኩነታት ክሮና ቫይረስ ዝያዳ እተጠቅዑ ጽላታት እዞም ዝስዕቡ እዮም::

1. ሆቴላትን ኣብያተ መግብን – 17 530 ሰባት

2. ኣገልግሎት ጉዕዞ ፡ምክራይን ተዛመድቲ ኣገልግሎታት – 11 607

3. መጓዓዝያን ኣገልግሎት መኻዚኖን – 8389

4. ኢንዱስትርያዊ ስርሓት – 8 249

5. ንግድን ጽገና መካይንን ሞተርሳይክላትን– 7572

6. ብህልን ምዝንጋዕን – 5 009

7. ሕጋዊ ኣገልግሎትን :ቁጠባን :ቴክኒክን – 4 657

8. ሓበሬታን ሚድያዊ ስርሓትን – 3 208

9. ህንጻዊ ስርሓት – 2 913

10. ካልኦት ኣገልግሎታት –1 201

ምንጪ : ቤት ጽሕፈት መራኸብቲ ስራሓት Arbetsförmedlingen


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com