Saturday , April 20 2024

ብዛዕባ ኩኪስ

ናይ ርክብ ቅጥዕታት

ኩኪስ

ኣብቲ ወብሳይትና ርእይቶ ምስ እትገድፍ፡ ስምካ፡ ኢመይልካን ወብሳይትካን ኣብ ኩኪስ ኪዕቆር ምዃኑን ዘይምዃኑን ክትመርጽ ትኽእል ኢኻ። እዚ፡ ንኣኻ ንኺጥዕም ተባሂሉ ዚግበር እዩ፡ ከምኡ ምስ እትገብር ድማ ካልእ ርእይቶ ክትገድፍ ከሎኻ ከም ብሓድሽ ዝርዝር ሓበሬታኻ ክትመልእ ኣየድልየካን። እቲ ኩኪስ ንሓደ ዓመት እዩ ዘገልግል።

ኣካውንት ምስ ዚህልወካ እሞ ኣብቲ ሳይት ምስ እትኣቱ፡ እቲ ብራውዘርካ ኩኪስ ዚቕበል ምዃኑ ንምርግጋጽ ግዜኣዊ ኩኪ ክንገብር ኢና። እዚ ኩኪ’ዚ፡ ብሕታዊ ዳታ የብሉን፡ ነቲ ብራውዘር ምስ ዓጸኻዮ ድማ የልግስ ወይ ይጎሓፍ እዩ።

ኣብቲ ወብሳይት ምስ እትኣቱ፡ ነቲ ናይ ሎጊንግ ሓበሬታን ነቲ ናይ ስክሪን ዲስፕለይ ምርጫታትካን ንምዕቃብ ሓያሎ ኩኪስ ከነዳሉ ኢና። ናይ ኩኪስ ሎጊንግ ንኽልተ መዓልታት ይጸንሕ፡ ናይ ስክሪን ምርጫ ኩኪስ ድማ ንሓደ ዓመት ይጸንሕ። ነቲ “Remember Me” ምስ እትመርጽ፡ እቲ ሎጊንግ ንኽልተ ሰሙን ይጸንሕ። ካብቲ ኣካውንትኻ ምስ እትወጽእ፡ እቲ ሎጊንግ ኩኪስ ምስኡ የልግስ።

ሓደ ዓንቀጽ ምስ እትእርም ወይ ምስ እትሓትም፡ ኣብቲ ብራውዘርካ ተወሳኺ ኩኪ ኪዕቀብ እዩ። እዚ ኩኪ’ዚ ብሕታዊ ዳታ የብሉን፡ ንሱ ነቲ ናይቲ ዝኣረምካዮ ዓንቀጽ ፖስት ኣይ ዲ ጥራይ እዩ ዘመልክት። እዚ ድማ ድሕሪ ሓንቲ መዓልቲ መዓልቱ ኣኺሉ ይጠፍእ።

ካብ ካልኦት ወብሳይታት እተወስደ ዕቑር ትሕዝቶ

ኣብዚ ሳይት ዚህልዉ ዓንቀጻት፡ ዝሰረጹ/እተዓብጡ ትሕዝቶታት (ንኣብነት ከም ቪደዮ፡ ስእልታትን ዓንቀጻትን ወዘተ) ኪህሉዎም ይኽእል እዩ። ካብ ካልእ ወብሳይት ዚውሰድ ስሩጽ ትሕዝቶ ነቲ በጻሒ ከም ኣብቲ ካልእ ወብሳይት ዝኣተወ ብዚመስል መገዲ እዩ ኪነጥፍ ዚዕዘቦ።

እዞም ወብሳይት እዚኣቶም ብዛዕባኻ ዳታ ኪእክቡ፡ ኩኪስ ከዘውትሩ፡ ተወሳኺ ሳልሳይ ኣካል ትራኪንግ ከስርጹ፡ ነቲ ምስቲ ስሩጽ ትሕዝቶ ዘሎካ ምውሳእ ኪቆጻጸሩ ይኽእሉ፡ ብተወሳኺውን ኣካውንት ምስ ዚህልወካን ኣብቲ ወብሳይት ኣቲኻ ምስ እትህሉን፡ ነቲ ምስቲ ስሩጽ ትሕዝቶ ዘሎካ ምውሳእ ይክታተሉዎ እዮም።

 

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com