Saturday , April 20 2024

ቴግኔል ስቶኮልም በይና ተንጺላ ክትውሸብ ኣለዋ ዝብል ርእይቶ ይዕብልል።

ተጸዋዒ ሕማማት ለበዳ መንግስቲ ሽወደን ኣንደርስ ተግነል ኣብዚ ሕጂ ዘሎ ኲነታት ንሽወደን ምውሻብ ኣድላዪ ስጒምቲ ኣይኰነን ክብል ኔክስፕረሽን ገሊጹ’ሎ። ስቶክሆልን ቅድሚ ክልተ ሰሙን ኣቢሉ ብዘጋጠመ ሞትን ምልባዕን ጌራ ንሕጂ ምጥማታ ጌጋ እዩ እዚ ምውሻብ ኣሉታዊን ዘየድሊን ሳዕቤናት ክህልዎ እዩ ኢሉ። ፖከቲከኛታት እዚ ምውሻብ ናይ ስቶክሆልም ብኸመይ ክቕጽል ኣለዎ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዘተ ተጸሚዶም ምህላዎም፥ እንተኾነ ግና በዓልመዚ ጥዕና ኣብዞም ዘተ ይሳተፍ ዘይምህላዉ ኣመልኪቱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com