Friday , April 26 2024
GETTY IMAGES

ኣሸንዳ፡ ኣዋልድ ኣብ ሜዳ!

ኣብ እዋን ኣሸንዳ ኣዋልድ ነጻነተን ዝእውጃሉ መልክዐን ንደገ ዘውጽኣሉ፡ ባህላዊ ቁጠባዊን ማሕበራዊ ትሕዝቶታት ዘለዎ ባህሊ እዩ።

በዓል ኣሸንዳ ካብ ዘበነ ንግስና ሃጸይ ካልብ ኣትሒዙ ከምዝተጀመረ ሊቃውንቲ ቤተ ክርስትይን ይግልጹ ። በብዓመቱ ካብ ወርሒ ነሓሰ ዝኸበር በዓል ኣሸንዳ ኧኣዋልድ ምሉእ ናጽነተተተን ዝጎናጸፉሉ ።

ኣሸንዳ ዘይድህሰስ ሓድጊ ዓለም ኮይኑ ኣብ መዝገብ ” UNESCO” ንኸምዝገብ ይስራሕ ኣሎ ።

ኣሸንዳ ሃይማኖታዊ መሰረት ዝለበሰ በዓል’ዩ እንተተብሃለ’ውን፡ ኣብ ከይዲ ክዋንኡ ግን ከከም ከባቢኡን ኣመጻጽእኡን ባህሊ’ውን ዝሓወሰ’ዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com