Friday , April 26 2024

ኣብ ማእከላይ ስቶክሆልም ሓድሽ ማእከል ኖቤል ተኸፊቱ።

፡ትካል ኖቤል ምስ ምምሕዳር ስቶክሆም ኣብ ዝገበሮ ስምምዕ ሓድሽ ማእከል ኖቤል ዕላዊ ጌሩ’ሎ። እዚ ድማ ንሽወደን ተወሳኺ ምንጪ ኣታዊ ቱሪዝም ክኸውን ከም ዝኽእል ተገሊጹ’ሎ። እቲ ቅዲም ቦታን ናይቲ መበቈላዊ ማእከል ኖቤል ኣብ ከባቢ ባህላዊ ማእከል ኰይኑ ቅድሚ ሕጂ ቊጥዐ ኣለዓዒሉን ኣብ ቤትፍርዲ ድማ ተማጐትቲ ብምስዓር ውዱቕ ከም ዝገበርዎ ይዝከር እዩ። ብዓርቢ መዓልቲ ምክትል ከንቲባ ውጥን ከተማ ስቶክሆልም ዯኣኪም ላርሰንን ዳይረክተር ትካል ኖቤል ላርስ ሄከንስተን እዚ ሓድሽ ቦታ ጥቓ ስላስተን ኣብ ዝርከብ ዋተርፍራንት ንኽህነጽ ኣብ ምንዳቕ ምህላዉ ገሊጾም።፡


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com