Thursday , March 28 2024

ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ዓቢ ባጀት ዝተሰልዖ ትሕቲ ምድራዊ ፕሮጀክት ይሰላሰል ከምዘሎ ተሓቢሩ።

ኣብ ስቶክሆልም 32 ቢልዮን ክሮና ወጻኢ ዝተገብረሉ ምስፋሕ ትሕተ ምድራዊ ስርዓት ከም እተነጽፈ ተገሊጹ። እዚ ኣዝዩ ልምዓታዊ መደብ ኣብ ምጽፋፍ ምህላዉን ነዚ ንምስላጥ ካብ ወርሓ መጋቢት ኣትሑዙ ኣማኢት ሜትሮ ናይ መንገዲ ጐዳጒዲ ከም ዝተዃዕቱ ድማ ተገሊጹ። እዚ ፕሮጀክት 32 ቢልዮን ክሮና ዝውድእ ከም ዝኾነን ዛጊት ነቲ ዘሎ መስመር ኣብ ምስፋሕን ገና ንኽውዳእ ዓሰርተ ዓመት ዝተርፎ ዓብዪ ፕሮግራም ኣብ ምስላጥን ወሳኒ መስመር እዩ ተባሂሉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com