Friday , March 29 2024

ኣብ ዓይኒ መልጎም መስኣሊት ብምግባር ከታልል ፈቲኑ

ገበን TT

ኣብ ሰፍለ ዚቕመጥ ናይ ምዝዋር ማኪና ፈተና ኪወስድ ምስ ተቐመጠ እቲ ካሚቻኡ ቅሩብ ፍልይ ዝበለ ብምንባሩ ኣብቶም ተሳተፍቲ ጥርጠራ ኣሕዲሩ፡ ይጽሕፍ nwt.se

ኣብ መወዳእታ ግን እዚ ሰብዚ ነቲ ሕቶታት ንምስኣል ኣብቲ ዓይኒ መልጎም ካሚቻኡ ንእሽቶ መስኣሊት ሰኵዑ ከም ዝነበረ ተፈሊጡ።

እቲ ሰብ ካብቲ ቦታ ተሰጒጉ፡ በቲ ዝገበሮ ናይ ምትላል ተግባር ድማ ናብ ፖሊስ ተሓቢሩዎ ኣሎ።

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com