Saturday , April 20 2024
Bild: Johan Nilsson/TT

ኣብ ዕስራታት ዝርከብ መንእሰይ ኣብ Skärholmen ብስሕለት ከም እተጎድአ ተገሊጹ።

እዚ ፍጻመ ፈተነ ቅትለት ከይኮነ ኣይተርፍን ተባሂሉ’ሎ።

እቲ ዝወረዶ መጒዳእቲ ክብድ ዝበለ’ኳ እንተኾነ ብህይወቱ ዘስግኦ ግና ኣይኮነን ይብል ሓላፊ ፖሊስ mats Brannulund።

ፖሊስ ሰንበት ሰዓት 18፡ 17 እዮም ብዛዕባ እቲ ፍጻመ መጸዋዕታ መጺእዎም ።

ዛጊት ብጠርጠራ ዝተታሕዘ ሰብ የሎን።

” ኣብዚ ምሳና ሰብ ሞያ ተክኒክ ኣለዉ፥ ነዚ ገበነኛ ሓቲትና ደሊና ክንስዕቦ ኢና” ኢሉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com