Friday , April 26 2024

ኣእምሮኣዊ ናይ ጥዕና ጸገም እንተድኣ ኣጓኒፈ እንታይ ክገብር እኽእል?

ናይ ስድራ ቤት ሕይወት ውልቃዊ ኩነታትን ስራሕ ካብ እዋን ናብ እዋን ኣጸጋሚ ነገር ብምፋጣር ናይ ኣእምሮ ሕማም ንኣብነት ጭንቀት ብጣዕሚ ዝተለመደ ጸገም እዩ ።ኣብ ሕይወት እንዳሃለወ ካብ ሰለስተ ሰባት እቲ ሓደ እዚ ጸገም ከጋጥሞ ይክእልዩ። ተከታታሊ ናይ ሰቃይ ስሜዒት ጭንቀት የምጸእ እዩ። ንኣብነት ወይድማ ንነዊሕ እዋት ዝለመሰ ሰብ ክሓዝን ይክእልዩ። መብዛሕቲኡ እዋን ብዘይ ሓገዝ በዓል ሞያ እዚ ሕማም ከነሽንፋ ኣይንክእልንኢና።

ናይ ኣእምሮ ሕማም መራሒ ሕማም እዩ ከምኡወን ክሕከም ኣለዋ። ናይ ስነ ልቦና በዓል ሞያ ወይድማ ስይካትሪስት (ኣብ ናይ ሰባት የኣእምሮ ሳይኪስፔሻሊስት ዝኮኑ ኣብዚ ዓይነት ናይ ሕይወት ተጋንፎታት ይሕግዘዋም። ናይ ስነ ኣእምሮ በዓል ሞያ ንሕሙማት ሕክምና ወይድማ ምክሪ ብምሃብ ጸገምም ክስዕርዎን ኩነታቶም ከመሓየሽ ይገብሩ

ምናልባት ቅድሚኹሉ ምስ ሓፈሻዊ ሓኪም ክዛረቡ ዝደልዩ እንተኾይኖም እሱ/እሳ ምስ ስበፒሻሊስት ክራኸብ ይክእልዩ። 

ኹሎም መማክርቲን ናይ ስነ-ኣእምሮ ክኢላታትን ንሕጊ ሓለዋ ሚስጥር ተገዛእቲ እዮም ከምኡውን ናትካ ሓበሬታ ንዝኾነ ኻሊእ ሰብ ኣሕሊፎም ኣይህቡን፡፡

ምንጪ: Integration Graubünden


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com