Tuesday , April 23 2024

ኤርትራዊ ደራሲ ሓጂ ጃብር ብልጫ ”ካታራ” ተሰሊሙ

ኤርትራዊ ደራሲ ሓጂ ጃብር፣ ”ካታራ” ዝተባህለ ንዝበለጸ ብዓረብኛ ዝጻሓፍ ልብ ወለ ዝዕደል ስልማት፣ ”ዓፍራ ቡን” (ራቕዋት ቓህዋ) ዝተባህለት ልብ ወለድ ድርሰቱ ቀዳማይ ብልጫ ስለ ዝወሰደት፣ ትማሊ 15/10/2019 ኣብ ዋና ከተማ ቀጠር ከም ዝተሰለመ ተፈሊጡ።
ሓጂ ጃብር፣ ኤርትራዊ ደራሲ ኮይኑ፣ ብዙሓት መጻሕፍቲ ዝደረሰን፣ ”ሰምራዊት” ዝተባህለት ዝደረሳ ልብ ወለድ ብልጫ ናይ ”ሻርቃ” ወሲዳ ምንባራን ዝዝከር ኢዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com