Friday , April 26 2024
Portugal's forward Cristiano Ronaldo celebrates scoring the opening goal, his 100th goal for Portugal, during the UEFA Nations League football match between Sweden and Portugal on September 8, 2020 in Solna, Sweden. (Photo by Janerik HENRIKSSON / TT NEWS AGENCY / AFP) / Sweden OUT (Photo by JANERIK HENRIKSSON/TT NEWS AGENCY/AFP via Getty Images)

ክርስትያኖ ሮናልዶ: ብኮሮና ቫይረስ ተለኺፉ


ውሩይ ተጻዋታይ ኩዑሶ እግሪ ዓለምና ክርስትያኖ ሮናልዶ ምስ ሃገራዊት ጋንትኡ ኣብ ዝነበረሉ እዋን መርመራ ኮሮና ኣካይዱ ኣወንታዊ ውጽኢት ከም ተረኽቦ: ፈደረሽን ኩዑሶ እግሪ ፖርቱጋል ሎሚ ሓቢሩ። ካብ ሎሚ ጀሚሩ: ካብ ኣባላት ሃገራዊት ጋንትኡ ተፈልዩ ንዓሰርተ መዓልታት ክውሸብ ምዃኑ‘ቲ ፈደረሽን ሓቢሩ ኣሎ። ብድሕሪ‘ዚ ነቶም ዝተረፉ ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ፖርቱጋል: መርመራ ተገይርሎም: አሉታዊ ውጽኢት ከም ተረኽቦመን ካብ ኮሮና ነጻ ምዃኖም ተረጋጊጹ።
ክርስቲያኖ: ጽባሕ ረቡዕ ሃገሩ ምስ ሽወደን ኣብ ተካይዶ ግጥም ከም ዘይሳተፍ ተፈሊጡ አሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com