Thursday , March 28 2024

ክፍሊ ኢመግረሽ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ን 6484 ሰባት ዜግነት ከምዘሃበ ይሕብር።

ብመስረት ጸብጻብ ክፍሊ ኢመግረሽን ኣብዛ ዓመት ስጋብ ሕጂ ኣስታት  71 709 ሰባት ናይ ሽወደን ዘግነት ንምርካብ ከምዘመልከቱ ሓቢሩ። ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ጥራይ ኣስታት 8904 ሰባት ከምዘመልከቱ ወሲኹ ይሕብር። በዚ መሰረት ኣብ ወርሒ ጥቕምቲ  8538 ጉዳያት ብምርኣይ ን 6484 ሰባት ዜግነት ብምሃብ ኣስታት 76% ጉዳያት ከምዝዓመመ ብድምር ድማ ናይ 97572 ኣመልከቲ ዜግነት ኣብ መስርሕ ከምዘሎ እዚ ሓበሬታ የመልክት።

ብመልክዕ ሃገራት ወስድቲ ዜግነት ክርኤ ከሎ ድማ ዜጋታት ዓባይ ብርጣንያ 1119፡ ኣፍጋኒስታ 326፡ ሶማልያ 280፡ ሃገሮም ዘይብሎም ( ኣብ 8 ዓመቶም ብዘይ ፓስፖርት ዘመልከቱ) 338፡ ከምእውን ካብ ካሎት ሃገራት ብድምር 2452 ዜግነት ሽወደን ከምዝወሰዱ እዚ ክፍሊ ኣብ መርበብ ሓበሬቱ ይሕብር።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com