Thursday , April 25 2024

ኲነታት ዓበይቲ ኲባንያታት ሽወደን እናኸፍአ ምምጽኡ ተገሊጹ።

ብመሰረት ጸብጻባት ማእከላይ ባንክ ሽወደን ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና ኲነታት ሪክስባንክ ናብ ዝኸፍአ ይኸይድ ኣሎ። እዚ መግለጺ ምስ ዓበይቲ ኲባንያታት ብተኸታታሊ ድሕሪ እተኻየደ ቃለ መሕትት እተበጽሐ መደምደምታ እዩ ይበሃል ኣሎ። ኣብ ኢንዱስትሪታት መጓዓዝያን ኣብያተ መግብን ብፍላይ ቢዝንስ ናብ መዕጻው ደረጃ የንቈልቊል ምህላዉን ናኡሳን ኮንትራክተራት ኣብ ዓብዪ ቅልውላው ኣትዮም ምህላዎምን ተመልኪቱ። ኣብ ሃለኽቲ ኣቕሑ ግና ምውሳኽ ጠለብ ከም እተራእየ እቲ ሓበሬታ ወሲኹ ኣመልኪቱ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com