Friday , March 29 2024
Adam Wrafter/SvD/TT

ወርሓዊ ጸብጻብ ጉዳይ ዜግነት ሽወደን

ኣብ ወርሒ የካቲት 2019 ጥራሕ ናይ ዜግነት ሕቶ ዘቅረቡ ሰባት ብዝሒ 6429 ከኾኑ ከለው ካብዚ ኦም 4586 ናይ ሸወደን ዜግነት ወሲዶም። እዚ ማለት ድማ 85 % ዜግነት ሽወደን ረኺቦም ማለት እዩ።

Migrationsverket


ተመልኪቱ መልሲ ኣብ ምጽባይ ዘሎ ናይ ዜግነት ሕቶ 87061 ምኻኑ በዓል መዚ ኢመግረሽን ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ሓቢሩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com