Thursday , April 25 2024

ዘይሕጋዊ ምስግጋር ብረታት ንምዕጋት 110 ሚልዮን ክሮነር ከም እተመደበ ተገሊጹ።

ካብ ዝመጽእ ዓመት ጀሚሩ ኣገልግሎት ግምሩኽ ሽወደን ዘይሕጋዊ ምስግጋር ብረታት ንምዕጋት 110 ሚልዮን ክሮነር ከም እተመደበሉ ተገሊጹ’ሎ።፡ እዚ መንግስቲ ምስ ሰልፊ ሊበራል ብዘካየዶ ስምምዕ ዝተኸተመ እዩ ተብሂሉ’ሎ።፡ “ኣብ ኩሉ ኩርናዕ እዛ ሃገር ተዂሲን ናይ ብረታት ምእታውን ይረአ ኣሎ” ክብል ሓላፊ ሊበራላዊ ሰልፊ ኒያምኮ ሳቦኒ ን SVT ሓቢሩ።

መንግስቲ ኣብ ዝቕጽል ባጀት ዓመት ተወሳኺ 70 ሚልዮን ክሮነር ክምድብ ምዃኑ ክገልጽ እንከሎ ሰልፊ ሊበራል ግና ዝያዳ ክኸውንን ናብ 110 ሚልዮን ክዓቢን ርእይቶኦም ሂቦም ኣለዉ። ካብ ዝመጽእ ዓመት ጀሚሩ ኣገልግሎት ግምሩኽ ሽወደን


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com