Saturday , April 27 2024

ዛላታን ኢቭራሂሞቪች ንጉስ ሳንሲሮ

ኣብ ዝተፈላለየ እዋን ምስ ክለባት ኢንተር ሚላንን ኤሲ ሚላንን ብምጽዋት ልዑል ክእለቱ ዘመሰከረ ዛላታን ኢቭራሂሞቪች ናይ መጀመርያ ተጻዋታይ ምስ ክልቴን ጋንታታት 50 ሸቶታት ኣብ ሰሪ ኣ ሜዳ ሳንሲሮ ብምምዝጋቡ ንጉስ ሳንሲሮ ዝብል ስም ይወሃቦ። ንሱ ነዚ ክብሪ ክበጽሖ ዝኸኣለ ትማሊ ክለቡ ኤስሚላን ምስ ክለብ ሳምፒደርያ ኣብ ዝነበራ ጸወታ ክልለ ሸቶታት ብስሙ ከምእውን ሓንቲ ቀረብ ብምግባር ክለብ ኤስ ሚላን 4 ብ 1 ብምዕዋት ተሳታፊት ኤውሮፓ ሊግ ኣብ ሙኻን ናይ ኣንበሳ ተራ ብምጽዋቱ እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com