Friday , March 29 2024
Rui Vieira/TT

ደሃይ ምስግጋር ተጻወቲ እንታይ ይበሃል ኣሎ!!

  • ክለብ ኢንተርሚላን ምስ በልጂማዊ ሉካኹ ውልቓዊ ስምምዕ ወዲኦም መዚ መሰረት ሰሙናዊ ደሞዙ 175 ሽሕ ክኽፈል እዩ። እንተኾነ ኣመስርሕ ምስግጋር እዚ ተጻዋትይ ማንቸስተር ዩናይትድን ኢንተርሚልንን ገና ኣብ ስምምዕ ኣይበጽሓን ኣለዋ ኢንተር ሚላን 50 ሚልዮን ፓውንድ ክትቅርብ ከላ ዩናይትድ ግን 70 ሚልዮን ፓውንድ ትብል ኣላ። Dailu Mirror
  • ሊቨርፑል ን ተጻዋታይ በርንማውዝ ሪያን ፍሬዘር ንምስግጋር ምስ ክለብ ኣርሰናል ኣብ ውድድር ተጸሚዶም ኣለዉ። ዋጋ እዚ ተጻዋትይ 30 ሚልዮን ፓውንድ ተገሚቱ ኣሎ። daily star
  • ክለብ ማን ስቲ ብ 60 ሚልዮን ፓውንድ ንተኸላኻላይ ክለብ ጁቨንቱስ ጂኣዎ ካንሴሎ ንምስግጋሩ ኣብ ናይ መጨረሻ ምዕራፍ በጺሖም። Record
  • ሊቨርፑል ንተጻዋታይ ክለብ ዌስትሃም ኣድሪያን ንምስግጋር ማዕጺ ዘ ሃመርስ ምኹሕኻ ጀሚራ ዋጋ እዚ ተጻዋታይ 40 ሚልዮን ፓውንድ ይግመት።
  • ማንቸስተር ዩናይትድ ንተጻዋታይ ዲ ላይት ንምፍራም ናይ ዓመት 14 ሚልዮን ዩሮ ዘውህብ መሃያ ድሕሪ ምንጻጉ ዝተመሓየሸ ሒዛ እካ እንተቀረበት ክለብ ባርሰሎና ዝሓሸ ክፍሊት ሒዛ ብምቕራባ እዚ ተጻዋታይ ናብኣ ኣዘንቢሉ። sport
  • ሁዋን ማታ ምስ ክለቡ ማንቸስተር ውዕሉ ንምሕዳስ ዝርርብ እኻ እንተጀመሩ ብዘይ ፍረ ተቓሪጹ። Mirror
  • ተጻዋታይ ክለብ ኣርሰናል ነበር ቫንፐርሲ ነዚ ናይ ፍጻሜ ጸወታ ኤውሮፒኣን ሊግ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ ርእይቶ ክለብ ኣርሰናል ናይ ምዕዋት ዕድል ኣብ ኢዳ ከምዘሎ ኣነ ድማ ብሙሉእ ልበይ ምስ እዛ ክለብ እየ። ኣብዚ መስኮት ምስግጛር ኣርሰናል ንፉዓት ተጻወቲ እንተ ሸሚታ ሓያል ጋንታ ከምትኸውን ኣይጠራጠርን ክብል ወስኹ ተዛሪቡ። Daily mail
  • ማንቸስተር ዩናይትድን ሓላዊ ልዳት ዲ ሃያ ክፈላለዩ እዮም ይበሃል ኣሎ። ምስ እዛ ክለብ ን ኣስታት 6 ዓመት ዝተጻወተ ዲ ሃያ ኩንትራቱ ኣብዚ መጽእ ክራማት ዝውድእ ኮይኑ ንዝቐረበሉ ሓዱሽ ውዕል ናይ ምንዋሕ  ነጺጉዎ ይርከብ። በዚ መስረት እዚ ተጻዋታይ ኣብ ዓይኒ ሃብታም ክለብ ፒኤስጂ ብምውዳቑ ኣብዚ መጽእ ዓመት ድማ ብ ነጻ ካብዚ ሰጋገር ክለቡ መጻኢ እዚ ተጻዋትይ ንምውሳን ኣብ ከቢድ ሓሳብ ትርከብ። ስለዚ ን ካልኣይ ሓላዊ ልዳት ኣርጀንቲናዊ ሮሜሮን ቀዋሚ ምግባርን ምስ ሓልዊ ልዳት ኢንተርሚላን ዶናርማ ኣብ ምዝርራ ትርኸብ።

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com