Saturday , April 20 2024

ጁቬንቱስን ሪያልማድሪድን ካብ ውድድር ቻምፒዮን ሊግ ይሳናበታ

ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ብ ሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ተቛሪጹ ዝጸንሔ ውድድር ቻምፒዮን ሊግ ሎሚ ምሸት ውድድር ኣብ ዝተሰላሰሉ ግዜ። ምስ ናይ ሎሚ ምሸት ተደሚሩ 130 ሸቶታት ዘመዝገበን ሚስተር ቻምፒዮን ሊግ ዝብል ቅጽል ዝተወሃቦ ክሪስታያኖ ሮናልዶ ኣብዚ ናይ ሎሚ ምሸት ክልተ ሸቶታት ኣኳ ከመዝግብ ተኽኣለ ጋንትኡ ጁቨንቱስ ናብ ዝቕጽል ግጥም ግን ክትሰግር ብዘይ ምኽኣላ ብፈረንሳዊት ልዮን ብሸቶ ተበሊጻ ካብዚ ውድድር ተኣልያ። ጁቨንቱስ ግዳይ ዝኾነት ኣብ ቀዳማይ እግሪ 1 ብ 0 ስዕረት ተሰኪማ ናብዚ ናይ ሎሚ ኣብ ሜድኣ ዝተኣንገደሉ ውድድር እካ እንተኣምርሔት፣ ሓንቲ ሸቶ ስለዝተመዝገባ ግን ብ ድምር ውጺኢት 2ብ2 ካብዚ ውድድር ተኣልያ፣ እንተ ክርስትያኖ ግን ክልተ ሸቶታት ብምምዝጋቡ፣ ድምር ሸቶታቱ ኣብ ቻምፒዮን ሊግ ናብ 130 ኣበሪኽዎ።

ሎሚ ካልእ ጸወታ ኣብ መንጎ ማንቸስተር ሲትን ሪያል ማድሪድን ኣብ ዝተኣንገደሉ፣ ኣቀዲማ ኣብ ሜዳ በርናቡ 2 ብ 1 ተዓዊታ ዝመጸት ማንቸስተር ስቲ ደጊማ 2 ብ 1 ብምዕዋት ኣብ ታሪኻ ንመጀምርያ ግዜ ናብ ውድድር ርብዒ ፍጻሜ ሰጊራ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com