Friday , April 26 2024

ጁቬንቱስ ዘውዲ ሻምፒዮን ሰሪ ኣ ደፊኣ

ጁቬንቱስን፡ ብክልተ ሸቶታት ፈደሪኮን ሮናልዶን ተሓጊዛ ኣብ ልዕሊ ሳምፒዶርያ ብምዕዋት ን 9 ተከታታሊ ሻምፕዮን ሰሪ ኣ ብሙዃን ብድምር 36 ግዜ ብምልዓል ዘውዲ ክትደፍእ ከላ፥ ክርስትያኖ ብውልቁ መበል 30 ጽዋእ ኣልዒሉ ።ጀቬ ንግጥማት ሰሪ ኣ ክልተ ተረፍ ጸወታ እንከላ እያ ቻምፕዮንሙካና ኣረጋጊጻ ዘላ።ሮናልዶ ኣብዚ ሓንቲ ሽቶ ዘመዝገበሉ ግጥም ሓንቲ ፍጽም ቅላዕመቅጻዕቲ ክምክን እዩ ተራእዩ።ሮናልዶ በዛ ናይ ሎሚ ሸቶ ተሓጊዙ ብ 31 ሸቶታት ን ክብረወሰን ኣብ ሓደ ወቅቲ ዝተመዝገበ ማለት 32 ሸቶታት ብ ፈሊሰ ቦረለ ኣብ 1933/34 ዝተመዝገበ ክሰብሮ ኣብዘን ዝተረፋ ክልተ ጸወታታት ክልተ ሸቶ ይሕተት።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com