Tuesday , April 23 2024

ጆሴ ሞሪንሆ ኣሰልጣኒ ክለብ ቶተንሃም ኮይኑ ተመዚዙ።

ድሕሪ ምስንባት ኣሰልጣኒ ማውሪስዮ ፖችቲኖ ቀጻሊ ኣስልጣሊ ቶተንሃም ፖርቱጋላዊ ሆሴ ሞሪንሆ ብሙዃን ክሳብ ዓመተ 2023 ዘጽንሖ ኩንትራት ፈሪሙ። ሞሪንሆ ቅድሚ ሓደ ዓመት ይኸውን ካብታ ዘሰልጥና ዝነበረ ክለብ ማንቸስተር ድሕሪ ምስጛጉ ሕጂ ንብዙሓት ደገፍቲ ዘለዋ ክለብ ቶተንሃም ከሰልጥን ድልውየ ይብል።

ኣስልጣኒ ሞሪንሆ ከም ኣሰልጣኒ ዝተፈላለያ ክለባት ብምዃን ብዙሕ ተመክሮታት ናይ ፕረሚየር ሊግ ፥ ቻምፒዮን ሊግ ዝደለበ ሓደ ካብ ናይ ዓለምና ኣለዉ ዝበሃሉ ሙኩራት ኣሰልጣኒዩ። ን ኣብነት ኣስልጣኒ ክለብ ቸልሲ ከሊ ስለስተ ግዜ ናይ ፕረሚየር ሊግ ተዓዋቲ ኮይኑ ኣብ 2005፥2006ን 2015።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com