Thursday , April 25 2024

ገለ ኣረኣእያታት ሽወደን ኣብ ጉዳይ ጀንደር ንድሕሪት ክምለሱ ምጅማሮም ተገሊጹ።

ሽወደን ብ ጒዳይ ማዕርነት ጾታ ኣብ ሊጋት ዝለዓለ ቦታ ከም ዘለዋ ዝፍለጥ እኳ እንተኾነ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ ዝምቡል ኣጣማምታ ዘለዎም ሰባት እናበዝሑ ይመጹ ምህላዎም ተመልኪቱ። ሓደ ን 80% ቊጽሪ ህዝቢ ዓለም ዝውክላ ሃገራት ብምትኳር ካብ ዓመታት 2004-2009 ድሒሩ’ውን ካብ 2010-2014 ኣብ ዘሎ ዓመታት ሓድሽ ጸብጻብ ዘቕረበ ፕሮግራም ልምዓት ሃገራት ዝተባህለ ትካል ሽወደን ዝምቡልን ኣሉታዊን ኣጣምታ ብዛዕባ ደቀንስትዮ ዝወሰኸለን ሃገራት እያ ተባሂላ ተጠቒሳላ። ማዕረ ማዕረ ሽወደን ደቡብ ኣፍሪቃ፥ ህንዲ፥ ሩዋንዳን ብራዚልን ተሓዊሰን ኣለዋ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com