Friday , March 29 2024

ግጥማት ፕርመር ሊግ ኣብ 25 ጸወትኡ!

  • ማን ዩናይትድ ዝሓለፈ 6 ተኸታታሊ ጸወታ ብምዕዋታ ዝልዓለ ኢድ ሒዛ ትርከብ።
  • ኣፍሪቃውያን ተጻወቲ መሓመድ ሳላሕ ብ 17 ሸቶታት ን ኣብ ኣብሞያንግ ኣኸቲሉ ብብዝሒ ሸቶታት ይመርሑ።
  • ሊቨርፑል ኣብ 13 ጸወታታት ሸቶ ከይተመዝገባ ኣብ ሰለዳ ፕርመር ሊግ ብመሪሕነታ ትቕልሶ።
  • ሊቨርፑል ዝወሓደ ሸቶ ዝተመዝገባ ክለብ ማለት 13 ሸቶታት ኽትከውን ከላ ማን ሲቲ ብወገና ዝበዝሔ 62 ሸቶታት ብምምዝጋብ ኣብ ቅድሚት ትስራዕ።
  • ኤደን ሃዛርድ ብ 10 ንሸቶ ዝኾና ኩዓሳሱ ብምቕራብ በይኑ ይመርሕ።
  • 38 ግዜ ዕላምኡ ዝሓረመ ፈተነታት ብምግባር መሓመድ ሳልሕ ተወዳዳሪ የብሉን።
  • ተጻዋታይ ክለብ ቸልሲ ጆርዲንሆ 2078 ግዜ በይኑ ኩዑሶ ተቀባቢሉ።
  • ሃዛርድ ብብዝሒ በደል (ፋውላት) ዘጋጠሞ ተጻዋትይ እዩ።
  • ተጻዋትይ ክለብ ቦርንማውዝ ዝኾነ በርማ 9 ግዜ ብጫ ዝተስመዓሉ ተጻዋትይ እዩ።
  • 16, 257 ግዜ ኩዑሶ ብምቅብባል ክለብ ማን ሲቲ መወዳደርቲ የብላን።
  • ብብዝሒ ናብ ሸቶ ፈተነታት ዝገበረት ክለብ ማን ሲቲ 402 ግዜ ካብዚ 154 ዕላምኡ ዝሃረመ እዩ።
  • ዝውሕደ ሸቶታት ዘመዝገበት ክለብ ሁድስፊልድ 13 ሸቶታት።
  • ብብዝሒ ሸቶ ዝተመዝገባ ድማ ክለብ ፉልሃም 51 ሸቶታት።
  • ተጻዋታይ ክለብ ብራይተን ሙራይ ብዝሒ በደል ዝፈጸመ  57 ግዜ።
  • ሓልዊ ልዳት ዌስትሃም ፋብያንስኪ 86 ፈተነታት ብምድሓን ኣብ ቅድሚት ይስራዕ።
  • ክለብ ሌስተር ሲቲ ኣርባዕተ ተጻወቲ ብቀይሕ ካርድ ዝተባረርዋይ ክለብ ክትከዉን ከላ ሳውዝሃምፕተን ድማ 48 ግዜ ብጫ ካርድ ብምርካብ ብቀዳምነት ይመርሓ።

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com