Friday , April 19 2024

ፌይስቡክ ናይ ፍቑራት መላለዪ ብምኽፋት ኣብ ሓቀኛ ፍቕሪ ከተኲር ምዃኑ ይገልጽ።

ፌይስቡክ ድሕሪ ዓመት ነቲ ኣብ ኣመሪካ ንዝነብረ ናይ ፍቑራት መራኸቢ ደምበ ከም ዝኸፈቶ ገሊጹ’ሎ። እዚ ናይ ፍቑራት መራኸቢ ሚስጥራት ተጠቀምቲ ዝሰትር ምዃኑ’ውን ተገሊጹ። እዚ ደምበ መራኸቢ ፍቑራት ኣብ ላቲን ኣመሪካን እስያን ኣብ ዝርከባ 19 ሃገራት ተግባራዊ ምዃን ጀሚሩ’ሎ።

ዛጊት ግና ኣብ ሃገራት ኣውሮጳ ዘይምትእትታዉን ኣብ 2020 ክቀላቐል ትጽቢት ምህላዉ እውን ተገሊጹ’ሎ። እዚ ደምበ ተመሳሳሊ ባህጊ ንዘለዎም ሰባት ንምቅርራብ ክህግዝ እዩ ዝብል ግምታት ኣሎ። ዛጊት ፍቑራት ንምርኻብ ዝተግሃ ዝተፈላለያ ናይ መራኸቢ መደብራት ኣብ ርሱን ውድድር ተጸሚደን ኣለዋ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com