Friday , April 19 2024

ፍረታት

ሓደ እኹል ሰብ ብውሕዱ 2 ወይ ድማ 200 ግራም ፍራታት ንመዓልቲ ክምገብ ይግባእ። ክምዚ ምስ ዝምገብ ብስብሒ ዝስዕብ ሕማማት፡ መንሽሮ መዓናጡ፡ ሕማም ሽኮር ናይ ምሕማም ተኽእሎ ብጣዕሚ ይትሕት።
ካልእ ዓይነት ፍረታት መሪጽና ምስ እንምገብ ውን ዘድልየና መኣዛታት ክንረክብ ንኽእል ኢና።
ኣብ ታሕቲ ንሓደ መዓልቲ እኹል ዝኾነ ፍረታት ንርአ ምኽሪ ዝያዳ ፍሩታ ንኽንምገብ
ፍሩታ ብቐሊሉ ክርከብና ክብላዕን ይከኣል
ባናና ወይ ድማ ሜለ ኣብ መኣዲ ምቕራብ
ሓንቲ ፍሩታ ምስ ርግኦ
ፍረታትን ሰላጣን ኣብ ግዜ ምሳሕ ወይ ድሕሪ ድራር ምምጋብ
ድራር ፍራታት ምድራር
ንቑጽ/ድሩቕ ፍራታት ከም ተወሳኺ መግቢ ምውሳድ። ንኣብነት ከም ንቑጽ ተምርን ዘቢብን።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com