Thursday , April 25 2024
TT

Greta Thunberg ንመንእሰያት ዓለም ኣብነት ትኸውን።

ኣሽሓት ኮተቴ ሽወደንን መላእ ዓለምን ኣብነት Greta Thunberg ብምልዓል ካብ መምሃሪ ክፍሎም ብምውጻእ ኣብ ክሊማዊ ለውጢ ትርጉም ዘለዎ ፖለቲካዊ ስራሕ ክዕመም ዝጠልብ ሰልፊ ኣካይዶም።

ተመሃሮ ዝናብ ብምጽዋር ኪነት ግሬታን ሙዚቃ ክጻወቱን መደረ ግሬታ ክሰምዑን ተኣኪቦም።

ክሊማዊ ለውጢ እቲ ዝዓበየ ብድሆ ወዲ ሰብ ምኳኑን በዚ ተቐሲቦም ሰልፊ ምክያዶምን ከኣ ገሊጾም።

እዚ ሰልፊ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን Stefan Löfven ከም ዘቕለበሉን ሰባት ኣብ ክሊማዊ ለውጢ ዘለዎም ሻቕላ ከም ዝርዳእን ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ ዋዕላ ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com