Friday , April 26 2024

Swedish News in Tigrigna – ዜና ሽወደን ብትግርኛ 05 June May 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡

1. መንግስቲ ሽወደን ሓይልታት ፖሊስ ብገጽ ሰብ መንነት ዝምርመር መሳርሒ ክጥቐሙ ዘኽእል ሓድሽ ሕጊ ንምጽዳቕ እማመ ኣቕሪቡ።

2. ብኣሜሪካዉያን ፖሊስ ብግፍዒ ዝተቐተለ ጆርጅ ፍሎይድ ጸሎተ ፍትሓትን ምፍናዉን ከምዝተገብረሉን ኩሎም ተሓተቲ እቲ ቅትለት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም ተባሂሉ። #sverige #alkompis #sweden #Tigrinja ·

ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ ብዝተሳለጠ መገዲ ንምክትታል ኩሉኹም ተጠቀምቲ ኣንድሮይድ ኣፕሊከሽን ተዳልይልኩም ስለዘሎ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኢልኩም ብምዉራድ ክትጥቀሙ ትኽእሉ ኢኹም። ·

ብተወሳኺ ኣብ ዩቱብ ዝርከብ ቻነል ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኣባላት ንምዃን subscribe ብምግባር ተሳታፍነትኩም ከተረጋግጹ ንላቦ።

ኣብ መወዳእታ መሳርሕትና ንያት ሚክኤል ኣብዚ ሰሙን እዚ ቦኽሪ ጓሉ ተበኩሩ ስለዘሎ፣ ብሽም ኩሎም መሳርሕትናን ኣባላት ምድላዉን ኣልኮምፒስ ትግርኛ፣ ንዑኡን ንባዓልቲ ቤቱ ቴረዛ ምኪኤል፣ እንቋዕ ሓጎሰኩም ንብል።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com