Saturday , April 20 2024

Swedish News in Tigrigna ዜና ሽወደን ብትግርኛ 3 June May 2020

ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡

1. ኣብ ሽወደን ብኮቪድ 19 ዝረእይ ዘሎ ናህሪ ቁጽሪ ተለከፍቲ ዘታሓሳስብ ምዃኑ ተሓቢሩ።

2. መሰል ጸለምቲ ኣሜሪካዉያንን ኣብ ካልእ ዓለም ዘሎዉን ክኽበርን፣ ለዉጢ ክመጽእን ዘታሓሳስብ ሰልፊ ኣብ ሽወደን ተኻይዱ።

መደባትና ብሰፊሕ ንምክትታልን ከምኡ እዉን፣ ብዛዕባ ኩነታት ሽወደን ብትግርኛ ንምርካብ ኣብ መርበብ ሓበሬታና www.alkompis.se/ti ተወከሱ። ·

ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መደብና መድባት ኣልኮምፒስ ብዝተሳለጠ መገዲ ንምክትታል ኩሉኹም ተጠቀምቲ ኣንድሮይድ ኣፕሊከሽን ተዳልይልኩም ስለዘሎ ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኢልኩም ብምዉራድ ክትጥቀሙ ትኽእሉ ኢኹም። ·

ብተወሳኺ ኣብ ዩቱብ ዝርከብ ቻነል ኣልኮምፒስ ትግርኛ ኣባላት ንምዃን subscribe ብምግባር ተሳታፍነትኩም ከተረጋግጹ ንላቦ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com